Dyslexie font
Contrast
NDW21 logo (home)
Menu

Discover NDW21!
28 September 2024

ክቡራን ነበርቲ,

ኣብ NDW21 ካብ እትነብሩ ቁሩብ ግዜ ኮይኑ ኣሎ ነዚ ብወግዒ ከተብዕሎ ግዜኡ እኪሉ ንቀዳም መስከረም ዕለት 28 ኣብ ግዜ ሃገራዊ መዓልቲ ጎረባብቲ መኽፈቲ ድግስ ክንገብር ኢና መጀመርታ መዓልቲ ጎረባብቲ እዩ! NDW21 ከነብዕልን ኢና! ናብዚ ክትመጹ ደስ ይብለና.

  • 🗓 ቀዳም ዕለት 28 መስከረም ሃገራዊ መዓልቲ ጎረባብቲ
  • 🕒 ካብ ሰዓት 3፡00 ድሕሪ ቀትሪ – ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ቀትሪ
  • 📍 ቦታ፡ NDW21፡ ኣብ HEEM።

 ትመጹ እንተኾይንኩም ክንሰምዕ ደስ ምበለና።


ደስ ዝበለኹም መግቢ ተማልኡ!

መዓልቲ ጎረባብቲ ምስ ጎረባብቲ ርክብ ዝኽበረሉን ምስ ጎረባብቲ እትራኸበሉን መዓልቲ እዩ። ብሓባር ጽቡቕ መግቢ ምብላዕ ምስ ሰባት ርክብ ምፍጣር ዝዓለመ እዩ፧ ስለዚ ገለ ቅልል ዝበለ መግቢ ሒዝኩም ክትመጹ ትኽእሉ ኢኩም ንባዕልኹምን ምስ ሽዱሽተ ሰባት ተካፊልኩም ክትበልዑ ንፈቱ። ቡን፡ ሻሂን ኬክን ክንቕርብ ኢና ። ንኻልእ መስተታት ቅሩብ ክፍሊት ንሓትት። መእተዊ ግን ብነጻ እዩ።

ትመጹ እንተኾይንኩም ክንሰምዕ ደስ ምበለና።

በዚ ሊንክ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም።
NDW21 ብሓባር ዘዘናግዕ ናይ መጀመርታ መዓልቲ ጎረባብቲ ንግብር ኣለና

ኣብ ቐረባ እዋን የራክበና

ብ ልቢ ነመስግነኩም.

 


መደብ፤

3:00 PM: – 4:00 PM:
ብ NDW21 ዝቐርብ ቡን፣ ሻሂን ኬክን NDW21 የዳልውዎ ፡

4:00 PM – 5:00 PM:
ወግዓዊ መክፈቲ እቲ ከባቢ፣ ናይ’ቲ ፕሮጀክት ስነ-ጥበብ HEEM።

5:00 PM – 11:00 PM:
NDW21 ምስ ናይ ሳይት ዑደት፣ ናይ ሳልሳ ወርክሾፕ፣ ምቁር መግቢ፣
መስተታትን ቀጥታዊ (live) ሙዚቃን ኣሎ

 

Afbeelding van de uitnodigingskaart van NDW21